ንኡስ ክፍል' ሕብረተሰብ ዓድና ብከም እኒ በጽሒ : ጎርዞ ፡ መንእሰይ ክስየም እቲ ንቡር ኣጻዋውዓ ህዝብና ኮይኑ ንረኽቦ። ኣብ ናይ ሎሚ መደብና ዕዮ ህዝብና ኣብ ኣተኣላልያን ኣጠማምታን ንኡስ ወለዶ ከመይ ይመስል ኣብ ዝብል ዓምዲ ሒዝና ክንትንትን ኢና።ጎርዞ ዝብል ቃል ምንጩ ፡ ኣመጻጽእኡን ፡ ኣመዓባብልኡን ኣብዚ...
[[To read more content, please go to our blog website.]]