"ሰለ'ሆ፣ ዕሰለ፣ ዕሰል ...ዓሻ ድየ ኣብ ማይ ዝዓስል" ዝብል ደርፊ ሓደ ካብ`ቶም ኣብ ምዝዛም መርዓ ዝድረፉ ዝውቱራት ደርፊታት ህዝብና እዩ። ብተወሳኺ ዕሰለ ዝብል ኣበሃህላን ኣዘያይማን ምስቲ ኣብ ግዜ ኣክራማት ፡ ድሕሪ ማይ ምውቅዑ ዝወጹን ፡ ዝነፍሩን ሓሳኹ ብምትእስሳር ቆልዑ ዝደርፍዎ ሙዃኑ ንዕዘብ፡፡ብዝኾነ...
[[To read more content, please go to our blog website.]]