ብዛዕባ ወልፊ ጠላዕ ዝመጸ ጉዳይ ፡ ፈውሲ የብሉን ። ይኹን እምበር ስድራ ቤትን ፈተውትን ተጣላዕቲ ጽቡቕ ደገፍ ምስ ዝረኽቡ ፡ ነቶም ዘፍቅርዎም ሰባት ካብዚ ክናገፉ ኺሕግዝዎም ይኽእሉ እዮም ። ኣብ ኣውስትራሊያ ብናትካ ቛንቛ ሓገዝ ክትረክብ ይከኣል እዩ።