ኣብ ካልኣይ መደብ ብጸጋ ኣምላኽ፥ ምስ ዲያቆን ተስፋይ ብዛዕባ እዚ ብሰብ ሞያን፣ መንግስትን ነዚ ሓደገኛ ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል ኣብዝኾነ ይኹን ቦታ ብብዝሒ ኣይትተኣከቡ ዝብል መምርሒ፡ ንቤተ ጸሎታት ብፍላይ ስለ ዝውክል፡ ንሕና ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብኸመይ ክንሪኦ ይግበኣና ኣብ ዝብል ብሰፊሕ ዘቕረብክዎ መደብ ናባኹም የብሎ፡ ሰናይ ምክትታል።
See All 4 Episodes of "By God's Grace ብጸጋ ኣምላኽ"