Kursi Bun (Snack of a coffee ceremony) is a reflective reading weekly podcast program created based on the Geez liturgy platform.
We present short articles on a specific topic and share our reflections to promote broader perspective by discovering the ancestral wisdom in the form of digestible and palatable topics drawn from culture, customs, articles, proverbs and sayings in the same way we indulge in our beloved coffee ceremony's snack.
The process of our program follows these steps-
መዛዘሚ መደብ ቁርሲ ቡን ጦብላሕታዊ ንባባት "ሰላም" ዝብል ኣርእስቲ ክኸዉን መሪጽናዮ ኣለና። ብሰብኣዉነትን ርሕራሐን ዝፈለመ ትሕዝቶና ን ፍቕርን ሰላምን ዝጉስጉስን ዝጸሉን ክኸዉን ተስፋ ንገብር!! ትሕዝቶ "ሰላም" ዝብል ጽሑፍ ኣብ ቀረባ መዓልቲ ከነቕርቦ ኢና።
ፖድካስት ብድምጺ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠዉቑ
[[To read more content, please go to our blog website.]]
ራኢ'ለኒ ሕልሚ፡ ሕልሚ ናይ ትማሊሂወተይ ክቕይር፡ ናብ ዝሓሸ ትልሚ ትምኒተይ ከስምር፡ ናብራይ ክቅይራ መፍትሕ ናይ መጻኢ፡ ሽግር ከባርራ መዘና ኣልቦ፡ መለክዒ ብልሒ ተስፋ ናይ ጽባሕ፡ ዝደምቕ ከም ወርሒ ኣሎ'ዲዩ መስፈሪ፡ ንራኢ ዝዕይር እንታይ ከም ዘሎ፡ ቅድመይ መሊኡ ዝነግር ዓቢ'ዩ ማዕበሉ፡ ናይ...
[[To read more content, please go to our blog website.]]
ትሕዝቶ "መራኸቢ ብዙሃን" ዝብል ጽሑፍ ኣብ ቀረባ መዓልቲ ከነቕርቦ ኢና። ፖድካስት ብድምጺ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠዉቑ
[[To read more content, please go to our blog website.]]
ትሕዝቶ "ለውጢ" ዝብል ጽሑፍ ኣብ ቀረባ መዓልቲ ከነቕርቦ ኢና።
ፖድካስት ብድምጺ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠዉቑ
[[To read more content, please go to our blog website.]]
ትሕዝቶ "ምርጫ" ዝብል ጽሑፍ ኣብ ቀረባ መዓልቲ ከነቕርቦ ኢና። ፖድካስት ብድምጺ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠዉቑ
[[To read more content, please go to our blog website.]]
ትሕዝቶ "ምንባር" ዝብል ጽሑፍ ኣብ ቀረባ መዓልቲ ከነቕርቦ ኢና። ፖድካስት ብድምጺ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠዉቑ
[[To read more content, please go to our blog website.]]
ትሕዝቶ "ባህሊ" ዝብል ጽሑፍ ኣብ ቀረባ መዓልቲ ከነቕርቦ ኢና።
ፖድካስት ብድምጺ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠዉቑ
[[To read more content, please go to our blog website.]]
ትሕዝቶ "ስደት" ዝብል ጽሑፍ ኣብ ቀረባ መዓልቲ ከነቕርቦ ኢና።
ፖድካስት ብድምጺ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠዉቑ
[[To read more content, please go to our blog website.]]
ግደ ዝብል ቃል ከም ኣምር ህዝባዊ ዕዩ ንክንርድኦ ብመጀመርታ ግደይ ዝብል ስም : ኣብ ኣጻዋውዓ ስም ህዝብና ንወዲን ጓልን ንክልቲኡ ጾታታት እንጥቀመሉ ሰም ሙኻኑ ከነነጻር ንፈቱ። ብምቕጻል ብካልእ ሸነኹ ግደ ዝብል ቃል መሰረተ ቃላት ግዴታ ፡ ምስግዳድ : ግዳይ ዝብሉ ቃላት ሙኻኑ ከነስተብህል ይከኣል።ግደ...
[[To read more content, please go to our blog website.]]
ትሕዝቶ "መሰል" ዝብል ጽሑፍ ኣብ ቀረባ መዓልቲ ከነቕርቦ ኢና። ፖድካስት ብድምጺ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠዉቑ
[[To read more content, please go to our blog website.]]
ንኡስ ክፍል' ሕብረተሰብ ዓድና ብከም እኒ በጽሒ : ጎርዞ ፡ መንእሰይ ክስየም እቲ ንቡር ኣጻዋውዓ ህዝብና ኮይኑ ንረኽቦ። ኣብ ናይ ሎሚ መደብና ዕዮ ህዝብና ኣብ ኣተኣላልያን ኣጠማምታን ንኡስ ወለዶ ከመይ ይመስል ኣብ ዝብል ዓምዲ ሒዝና ክንትንትን ኢና።ጎርዞ ዝብል ቃል ምንጩ ፡ ኣመጻጽእኡን ፡ ኣመዓባብልኡን ኣብዚ...
[[To read more content, please go to our blog website.]]
ብዛዕባ ሕጊ ኣብ መነባብሮን ባህልን ህዝብና ምርኩስ ጌርና ምስ እንምልከት "ዝባን ሕጊ'' እትብል ብሂል ዝውትርቲ ኣበሃህላ ሙኻና ንዕዘብ። ብሓደ ወገን፡ ሕጊ ዝጎዶሎ ዝባዉንቶም ፡ ጻሓይን ቁርን ከይዘብጦ፡ ብኻልእ ወገን ድማ፡ ሕጊ ዝጎደሎ ስርዓት ንሕብረተሰብ ናብ ቃልዕ ብምድርባይ ኣደዳ...
[[To read more content, please go to our blog website.]]
"ማዕበያ ዝበደሎ'' ፡ "ማዕበያ ዝበደላ'' ዝብል ብሂል ሓደ ካብቶም ዝውቱር ኣበሃህላ ሕብረተሰብና ኮይኑ ብተደጋጋሚ ኣብ ዝርርብ ህዝብና ክደጋገም ኮሎ ንዕዘብ፡፡ማዕበያ ዝበደሎ ወይ ዝበደላ ዝብል ቢሂል ንሰብ ን ንማዕበይኡን ፊላልልዩ ዘቀምጥ ፡ ለባም ፡ ነዊሕ ጠመተ ዘለዋ ኮይኑ ዘይከም ናይ ሎሚ ዘበን ንግርማ ሰብ...
[[To read more content, please go to our blog website.]]
''ቆልዓ ብንኡሱ ፡ ቅርበት ብርሑሱ" ይብሉ ወለድና።ኣብ ኣነባብራ ህዝብና ቆልዑ ካብ ጎሮባብቶም ኣረሒቆዊ ንክከዱ፡ ምስ ካብ ብዕድመ ዝዓበይዋም ንክጻወቱ ኣይፍቀደናን እዩ። ከም ዝመስለና ቆልዑ ኣብዘይ ዕድሜኦም ዘየደሊ ከይመሃሩ ወይ ከኣ ኣብ ሓደጋ ከይወደቁ ካብ ምስጋእ እዩ። ብሰነ-ፈልጠታዊ...
[[To read more content, please go to our blog website.]]
ትምህርትን ምህሮን ብዝምልከት ኣብ ሕብረተሰብና ብዙሓት ቢሂላት ክበሃሉ ከለዉ ንሰምዕ ፡ ከምኡውን ከም ኣድላይነትን ኩነታትን እንዳ ኣስተብሃለ ህዝብና ኣብ መዓልታዊ ዝርርብ ክጥቀመሎም ኵሎ ንዕዘብ፡፡ትምህርቲ ከምኡውን ሙህሮ ብመሰረቱ ከም ዓወደ ምትሕልላፍ ፡ ምቅሳም ፍልጠትን እንኽኸውን : ንሎሚ ሰለስተ...
[[To read more content, please go to our blog website.]]
"ሰለ'ሆ፣ ዕሰለ፣ ዕሰል ...ዓሻ ድየ ኣብ ማይ ዝዓስል" ዝብል ደርፊ ሓደ ካብ`ቶም ኣብ ምዝዛም መርዓ ዝድረፉ ዝውቱራት ደርፊታት ህዝብና እዩ። ብተወሳኺ ዕሰለ ዝብል ኣበሃህላን ኣዘያይማን ምስቲ ኣብ ግዜ ኣክራማት ፡ ድሕሪ ማይ ምውቅዑ ዝወጹን ፡ ዝነፍሩን ሓሳኹ ብምትእስሳር ቆልዑ ዝደርፍዎ ሙዃኑ ንዕዘብ፡፡ብዝኾነ...
[[To read more content, please go to our blog website.]]
ሰነ-ስርዓት ፡ ሰነ-ምግባር ፡ ስነ-ፍጥረት : ሰነ-መለኮት ፡ ስነ-ኣእምሮ : ስነ-ልቦና፡ ሰነ-ፍልጠት ፡ ስነ-ቁጠባ … ወዘተ ዝብሉ ቃላት ሕብረተሰብና ምስ እነስተብህል ብስነ ዝብል ቅጽል ቃል ዝጅምሩ ኮይኖም ፡ ምኽንያት ኣቃውማ እዞም ቃላት ንዓውደ መጽናዕቲ : ወይውን ዘዕባ መጽናዕቲ ንምግላጽ ሙኳኑ...
[[To read more content, please go to our blog website.]]
ሕውየት ብከፊሉ ምስ እንጥምቶ ንከም እኒ ካብ ቁስሊ : ሕማም ምሕዋይ እንከስምዕን ከረድእን ፡ ሕውየት ብምልኣት ምስ እነስተብህለሉ ንዓና ደቂ ሰባት ከም ከይዲ ሂወት ፡ መነባብሮና ፡ ኣካል መስርሕ ሂወትና ምኾኑ ንጹር እዩ።ህዝብና ብዛዕባ ሕውያት እንታይ ይሕብረና : ሕውየት ከም ማእከላይ ነጥቢ ንዓና ድቂ...
[[To read more content, please go to our blog website.]]
ኣብ ዕላላት ሕብረትሰብ ሃገርና : ብሓደ ወገኑ " ኑዛዜ ኣለዋም '' ፡ " ኑዛዜ ኣለወን' '' እንክንሰምዕ ፡ ብካልእ ወገን ከኣ ተናዚዙ እንድዩ : ተናዚዛ እንድያ ምስ እንሰምዕ ሓውሲ ምስክርነት ፡ ቃል ተዋሂቡ እንድዩ የስምዕን የረድእን።ኑዛዜ ኣብ መዝገበ ቃላት ግእዝ ትግርይና ብ ምጽንናዕ ፡...
[[To read more content, please go to our blog website.]]
ንሕና ደቂ ሰባት ውጽኢት ዝተፈላለዩ ዝምድናታት ዝኾና ፡ እቲ ሂወት ዝነበሮ ን ዘለዋ ዝመድናታትና ተበቲኹ ኢልና ምስ እንኣምን ን ንሓስብን እሞ ከኣ ብዘይ ፍቃድናን ድልየትናን ኮይኑ ኢልና ምስ እንርዳእ ኣብ ሓዘን ንጽመድ፡፡ ሓደ ካብቶም ዝምድናታት ምብታኽ ከም ኣብነት ንምጥቃስ፡ ካብ መቕርብ ቤተስብና ፡ ብጾትና ፡...
[[To read more content, please go to our blog website.]]
ዓመጽ ዛዕባ ምዕምጻጽ ፡ ምግሃስ መሰል ሰብ ፡ ፍቃድ ሰብ ምጥሓስ ኮይኑ ንሕና ደቂ ሰባት ካብ ሰብኣውነትና ጐዲልና ምስ እንርከብ ፡ እንኮኖ እንላበሶን ኢሰብኣዊ ገጻትና እዮ። ዕዮ ህዝብና ንምርዳእን ኣብ እንገብሮ ዘለና መጽናዕታዊ መደብ “ዓመጽ” ኣብ ከም ሓድሕዳዊ ፡ ጾታዊ ፡ ሕብረተሰብዊ ፡ ትካላዊ ገጻት ሒዙ...
[[To read more content, please go to our blog website.]]
ዕርቃንካ ምውጻእ ዝብል ከም ኣምር፡ ሲዒቡ’ውን ዝፈጥሮ ጽልዋ ኣብ ቀልብን ስነ ልቦናን ህዝብና ምስ እንዕዘብ ከም ኣሉታዊ ኮይኑ ይግለጽን ይትንተንን፡፡ ብዛዕባ ዕርቃንካ ምውጻእ አልዒልና እንክጽሕፍ - መንከ ዕርቃኑ ወጺኡ ክረኣ ዝደሊ ኣሎ ዝብል ሕቶን ርኢቶን ከም ዝመጻና ኣይንስሕቶን፡፡ ከም ተዕዝብትና፡ ብብሕትና...
[[To read more content, please go to our blog website.]]
ኣብ ኣበሃህላ ህዝብና ''ሓቦ ግበሪ '' ፡ "ሓቦ ግበር" ፡ ''ሓቦኛ እያ'' ፡ "ሓቦኛ እዩ" ዝብሉ ዝውቱራት ኣበሃህላ ንሰምዕ ። ሓቦ ብሓደ ወገኑ ናይ ምጽዋር ተኽእሎታት እንከስምዕ ብተወሳኺ ብመንጽር ጅግንነት ፡ ብብቅዓት ኣንጻር ፍርሒ ብዘስምዕ ከም ኣወንታዊ ባህሊ ይቑጸር። ካብ ግዜ ንእስነትና...
[[To read more content, please go to our blog website.]]
ምስትብሃል ፡ ምስትውዓል ፡ ምስትንታን … ወዘተ ዝብሉ ኣበሃህላ ህዝብና በቲ " ምስ " ዝብል ቃል ዝጅምሩ ኮይኖም ነቲ ስዒቡ ዝመጽእ ቃል ማለት ኣብ ምስትንታን እንታይ እዩ እቲ ዝትንተን፡ ኣብ ምስትውዓል እንታይ እዩ እቲ ዝተዋዕለ ኣብ ምስትብሃል ድማ እንታይ እዩ እቲ ዝተባህለ ኢልና ከነሰላስልን...
[[To read more content, please go to our blog website.]]
ቅንያቱ ቅንያት ሓድሽ ዓመትን ኣውዳኣመት ልደተ ክርስቶትስን እዩ። ኣብ ከምዚ ቅንያት ድማ ናይ ደስታን ሓጎስን ምንዮትና ንገልጸሉ ዝውቱር ዝኾነ ቃል ኣሎ። እወ ርሑስ ኣውደኣመት እንዳበልና ሰናይ ፋል ኣብ ሂወትናን ሂወት ሕብረተ-ሰብናን ክንርኢን፡ ናብ ዝበልጸገ ክንሰጋግርን ንምነ። ንሕና’ውን በዚ ኣጋጣሚ፡...
[[To read more content, please go to our blog website.]]